ኣብ ሄት ኦንትዊከልፑንት ናይ ስልጠና ዕዮታት ተኸታተሉ
ሓደስቲ ነገራት ምምሃር ርእሰ ተኣማንነትካ የዕብዮን ኣብ ዕዳጋ ስራሕ ዘለካ ዕድል ይውስኽን። ኦንትዊከልፑንት ካብ ወርክሰ ደገፍ ንዝረኽቡ ነበርቲ ዝተፈላለየ ስልጠናታት ይህብ!። ወርክሰ! ንዋጋታት ናይቲ ስልጠና ወይ ትምህርቲ ዝሽፍን እዩ።