ዕቚባ ትደሊ ሰብ ዲኻ ክትሰርሕ’ከ ምደለኻ’ዶ፧
ብምምሕዳር ከተማ ደልፍት ኣብ ዝተወደበ ሓድሽ ፕሮጀክት፡ ኣብቲ AZC ከምኡ ድማ Werkse! ተጸንበር። ሕጂ ተመዝገቡ።
መዘኻከሪ!
- እንተበዝሑ 250 ሰባት ኣብቲ ግምገማ ክሳተፉ ይኽእሉ።
- ድሕሪ እቲ ግምገማ፡ ን50 ሰባት ዝኽፈሎ ስራሕ ኣብ ምርካብ ክንሕግዞም ኢና።
- ተሳታፍነት ናይ ግድን ስራሕ ክትረክብ ኢኻ ዝብል ውሕስነት ዘውህብ ኣይኮነን።
- ተሳታፍነት ብወለንታ እዩ።
- ብዝደለኻዮ ቋንቋ ከተንብብን ክትጽሕፍን ክትክእልን ንኮምፒተር ቁሩብ ክትጥቀመሉ ክትክእልን ኣገዳሲ እዩ።
ሕጂ ተመዝገቡ!
በጃኹም ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎርም ምልኣዩ።
ብምስታፍኩም፡ ካብ Werkse! ሓገዝ ኣብ ትረኽብሉ እዋን ሓበሬታኹም ንኽጥቀመሉ ን Werkse! ፍቓድ ትህብዎ።
ዳታኻ ካብ ወርክሰ ወጻኢ ፈጺሙ ኣይክካፈልን እዩ! ወይ ንኻልእ ዕላማ ዝውዕል። እቲ ፕሮግራም ምስተወድአ ወይ ደው ምስ በልካ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ዳታኻ ክስረዝ እዩ። ብዛዕባ ዘይግቡእ ኣጠቓቕማ ውልቃዊ መረዳእታኹም ጥርዓን እንተሃልዩኩም፡ በጃኹም meedoen@werkse.nl ኢመይል ግበሩ።